The narrative unfolds through the lens and voice of the author, an active participant in the described events who witnessed the story firsthand. In this account, he acknowledges missed opportunities while expressing hope and maintaining optimism that Eritrea still holds the potential to achieve the aspirations initially set by its people - to establish a liberated, well-governed, and prosperous nation.
እዛ መጽሓፍ'ዚኣ፡ ኣብ ቃልሲ ኤርትራ ንናጽነት ዝዝምብዩ ዝተፈላለዩ ታሪኻውያን ምዕራፋትን ጉዳያትን ክትምርምር ትህቅን። ኣብ ጉዕዞ ቃልሲ ንናጽነትን ብድሕሬኡ ዝሰዓቡ ፍጻሜታትን ዝጸለዉ ገለ ገለ ተኣፋፍቲ ጉዳያት ድማ ትትንትን።
እዚ ትንታኔ'ዚ፡ ምምዕባል ምልካዊ ስርዓት፡ ዘይተርፍ ሳዕቤን ናይቲ ምንቅስቓስ ንናጽነት ድዩ ነይሩ ወይስ ነቲ ኣብ'ዚ እዋን'ዚ እንዕዘቦ ዘሎና ተርእዮ ንምዕጋት ኣቐዲማካ ስጉምትታት ክውሰድ ይከኣል ነይሩ'ዩ ንዝብል ሕቶ ክምልሽ ይፍትን። ብተወሳኺ፥ እት ትንታኔ ነቲ ዝተጠልመ መብጽዓ ሰውራን ነቲ ንሰላሳን ሰለስተን ዓመት ድሕሪ ናጽነት እንዕዘቦ ዘሎና ኩነታት ኤርትራን ብሕጽር ዝበለ መገዲ ይገልጽ።ካብዚ ሓሊፉ፡ ነታ ብዕጥቃዊ ቃልሲ ናጽነት ዘውሓሰት ሃገር፡ ኣብ ጎደና ልምዓት ንምምራሽ ዘድሊ ናይ ምሕደራ መሓውራት፡ ፖሊሲታትን መሪሕነትን ክትሃንጽ ዘይምኽኣላ ከም ናይ መጠንቀቕታ ትረኻ ኮይኑ የገልግል።
እዚ ትረኻ'ዚ ብመነጽርን ድምጽን ናይ'ቲ ደራሲ ዝቐረበ ኮይኑ፡ ንሱ ኣብ'ቶም ዝተኸስቱ ፍጻመታት ንጡፍ ተሳታፍን ዓይኒ ምስክርን እዩ። ኣብዚ ጸብጻብ'ዚ፡ ደራሲ ነቲ ዝባኸነ ዕድላት ኣፍልጦ ክህቦ እንከሎ፡ ኤርትራ ሕጂ'ውን ነቲ ካብ መጀመርታ ኣትሒዙ ህዝባ ዝነበሮ ባህጊ ንምዕዋት - ማለት፡ ሓራ፡ ብሰናይ ኣገባብ እትመሓደርን ብልጽግትን ኤርትራ ንምምስራት ዓቕሚ ከም ዘለዋ ተስፋን እምነትን ከም ዘለዎ ይገልጽ።

Eritrea's Hard-Won Independence and Unmet Expectations: From the Perspective of a Veteran Freedom Fighter
404Eritrea's Hard-Won Independence and Unmet Expectations: From the Perspective of a Veteran Freedom Fighter
404Paperback
Product Details
ISBN-13: | 9798218496647 |
---|---|
Publisher: | Solomon Press |
Publication date: | 09/14/2024 |
Pages: | 404 |
Sales rank: | 157,175 |
Product dimensions: | 5.50(w) x 8.50(h) x 1.10(d) |
Language: | Tigrinya |